Eri Investment Academy
Eri Investment Academy - Header Section

እዚ ስልጠና ንኣውፈርቲ ኣብ ስቶክ ማርኬት ብውሕሉል ኣገባብ ብኸመይ ክጅምሩ ከምዝኽእሉ ንምስልጣን ዝተዳለወ እዩ።

እዚ ስልጠና ሒዝዎ ዘሎ፦

  • ልዕሊ 40 ቪድዮታት
  • እተውርዶ ሰነዳት
  • ውልቃዊ ምኽሪ
  • ምስክር ወረቐት ምዝዛምካ
ክትጅምር ኣብዚ ጠውቕ
Eri Investment Academy - ስለምንታይ ነዚ ስልጠና ትወስድ

ንታይ ጠና ወስዳ

ኣብዚ ኣትራፊ ዝኾነ ናይ ስቶክ ማርኬት ዓውዲ ስለምንታይ ከተውፍር ከምዘለካን ብኸመይ ድማ ስልጠና ከም እትረክብን እትገልጽ ሓጻር መላለዪት ቪድዮ ኣብ ታሕቲ ኣቐሚጠዮ ኣለኹ፡ ንኽትርእያ ድማ ብኽብሪ ይዕድመካ።

Eri Investment Academy መላለዪት ቪድዮ
ኢሪ ኢንቨስትመንት ኣካደሚ - ሓጻር መላለዪት ቪድዮ
Eri Investment Academy - ኮርሳትና

ኮርሳትና

ኣብ ስቶክ ማርከት ብውሕሉልን ብፍልጠትን ንኽተዋፍር ዘድልየካ ኩሉ እተመሃረሉ ስልጠናታት ኣብዚ ኣለዉ።

ስሩዕ ኮርስ
ስልጠና ስቶክ ማርኬት ብትግርኛ ስሩዕ

ስልጠና ስቶክ ማርኬት ብትግርኛ - ስሩዕ

እዚ ስሩዕ ኮርስ እታ ካብታ ዝተመዝገብካላ መዓልቲ ኣብ ውሽጢ ወርሒ ብብክፋላቱ ትመሃሮ። ቀስ ኢልካ ኣብ ውሽጢ ወርሒ ክትውድእ ተደሊኻ ነዚ ምረጽ።

  • ልዕሊ 40 ቪድዮታት ኣብ ትሕቲ ሓደ ወርሒ
  • ብኸመይ Stocks, ETF, Mutual Funds ትገዝእን ትሸይጥን
  • ውጥን ተውጽእን ዕውት ኣወፋሪ ትኸውንን
  • ኩሉ ክትፈልጦ ዘለካ ብዛዕባ ወፍሪ እስቶክ ማርኬት
ሕጂ ዓድግ
ህጹጽ ኮርስ
ስልጠና ስቶክ ማርኬት ብትግርኛ ህጹጽ

ስልጠና ስቶክ ማርኬት ብትግርኛ - ህጹጽ

እዚ ህጹጽ ኮርስ ብዘይ ናይ ግዜ ገደብ ክትወስዶ የኽእለካ ማለት ትሕቲ ወርሒ ክትውድእ እተደሊኻ ነዚ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ።

  • ልዕሊ 40 ቪድዮታት ብቐጥታ ድሕሪ ምዕዳግካ
  • ብኸመይ Stocks, ETF, Mutual Funds ትገዝእን ትሸይጥን
  • ውጥን ተውጽእን ዕውት ኣወፋሪ ትኸውንን
  • ኩሉ ክትፈልጦ ዘለካ ብዛዕባ ወፍሪ እስቶክ ማርኬት
ሕጂ ዓድግ
ሓርነት ነፃ
ነፃ ፒዲኤፍ መምርሒ

ነፃ ፒዲኤፍ መምርሒ

ሜላ ኣታሕሕዛ ገንዘብ ተማዕብልን፥ወፍሪ ትጅምርን፥ ከምኡ ውን ልምድታትካ ኣብ ገንዘብ ከተመሓይሽን ምስ ትደሊ።

እዛ ናይ ነጻ PDF ንዓኻ እያ።

  • 3 ቀንዲ ልምድታት ገንዘብ ክትፈልጦም ዘለካ
  • ኣብ መንጎ Saving Vs Investment ዘሎ ፍልልትይ
  • 7 ኣገዳሲ ነጥብታት ሜላ ኣተሃሕዛ ገንዘብ
Free PDF ኣውርድ
Eri Investment Academy - ስለምንታይ ነዚ ስልጠና ትወስድ
ኣዳላዊ እዚ ስልጠና

ማእከለ ሃይለ

ኣውፋሪ ዩቱቤር ወናኒ ትካል

ብዙሕ ዓመታት ኣብ ንግዲ ስቶክ ማርከት ዝሰርሐ ፈላማይ ኣውፋሪ ወናኒ ትካል

Eri Investment Academy Instructor

ናይ ብዙሕ ዓመታት ተመኩሮይ ናይ ወፍሪ ኣብ እስቶክ ማርኬት(ኣክሲዮን) ዘዐወተንን ዝተጋገክዎምን ከምኡ’ውን ዝቐሰምክዎ ፍልጠትን ኣብዚ ስልጠና ከካፍለካ/ኪ እየ።


10+
ዓመታት ተመኩሮ
5000+
ተማሃሮ
100+
ዩቱብ ቪድዮታት
4.9
ደረጃ ርእይቶ
Eri Investment Academy - ኣቐዲሞም ዝተመሃሩ እንታይ ይብሉ፧

ኣቐዲሞም ዝተመሃሩ እንታይ ይብሉ፧

ካብ ኩለን ኣንፈት ዓለም ዝመጹ ተመሃሮና ብዛዕባ ትምህርትና እንታይ ከም ዝብሉ ተመልከቱ።

Eri Investment Academy - ሕጂ'ዩ እቲ ግዜ
ሕጂ'ዩ እቲ ግዜ


"ኣብ ወፍሪ ስቶክ ማርኬት (Stock Market) ገንዘብካ ከተውፍር ዝበለጸ ግዜ ቕድሚ 10 ዓመት እዩ ነይሩእቲ ካልኣይ ዝበለጸ ግዜ ግን ሕጂ ኢዩ።"
ክሳብ ሕጂ ዝተመሃሩ ተመሃሮ
5000+
Eri Investment Academy - ንኽትቀመሉ ቀሊል ኣገባብ ኣመሃህራ

ንኽትቀመሉ ቀሊል ኣገባብ ኣመሃህራ

እዚ ስልጠና ገዚእካ ኣብ ዝደለኻዮ ግዜን ብዝደለኻዮ መሳርሒ ኣብ ስቶክ ማርኬት ከመይ ጌርካ ክትውፍር ተመሃር

Eri Investing Academy ኣብ ኩሉ መሳርሒታት
ዴስክቶፕ
ላፕቶፕ
ታብለት
ሞባይል

ሃየ ከምቲ ፍሉጥ ኣውፋሪ ዋረን ቡፈት

"እቲ ዝበለጸ ወፍሪ ኣብ ነብስኻ እተውፍሮ ኢዩ"

- ዋረን ቡፈት

ዝብሎ ነዛ ስልጠና ብምግዛእ ክኢላ ኣውፋሪ ኣብ ስቶክ ማርኬት ኩን።

ክትጅምር ኣብዚ ጠውቕ

ERI Investing Platform

Global financial education for clarity and confidence with money. Learn practical principles of earning, saving, and investing.